አብ ዋና ከተማ ማሊ ባማኮ ራዲሶን ብሉ አብ ዝተባህለ ሆቴል ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ 18 ሰባት ክሞቱ ከለው እቲ ቁጽሪ ክውስኽ ከምዝክእል'ውን ተገሊጹ'
አብ ዋና ከተማ ማሊ ባማኮ አብ ሆቴል ራዲሶን ብሉ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ
1
ማሊ፡ነበርቲ እታ ከተማ ነቲ አብ ሆቴል ራዲሶን ብሉ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ እንዳተዓዘቡ
2
ማሊ፡ ሓደ ካብቶም ነጻ ዝወጹ ጅሆ
3
ማሊ፡ ሓደ ካብቶም ነጻ ዝወጹ ጅሆ
4
ማሊ፡ ሆቴል ራዲሶን ብሉ (ጸጋማይ ህንጻ) መጥቃዕቲ ዝተፈጸመሉ ቦታ