አብ ዋና ከተማ ማሊ ባማኮ ራዲሶን ብሉ አብ ዝተባህለ ሆቴል ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ 18 ሰባት ክሞቱ ከለው እቲ ቁጽሪ ክውስኽ ከምዝክእል'ውን ተገሊጹ'
አብ ዋና ከተማ ማሊ ባማኮ አብ ሆቴል ራዲሶን ብሉ ዘጋጠመ መጥቃዕቲ
5
ማሊ፡ ሰባት ካብቲ መጥቃዕቲ ዝተፈጸመሉ አከባቢ ይሃድሙ
6
ሓደ ካብቶም ነጻ ዝወጹ ጅሆ
7
አባላት ጸጥታ ማሊ ነቲ መጥቃዕቲ ዘጋጠመሉ አከባቢ ይቆጻጸሩ
8
ወታሃደራት ካብ'ቲ ሆቴል እንዳወጹ