መቐለ -- ሓደጋ ምዕላብ ዘጋጠማ ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝወረደ ከቢድ ጉድኣት የለን
ሎሚ ሓሙስ 18 ጥሪ 2024 ድሕሪ ቀትሪ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ትበርር ዝነበረት ነፋሪት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ መዕረፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ ኣብ ዝበጽሓትሉ መዕረፊ ቦታኣ ስሒታ ምዕራፋ እቲ መንገዲ ኣየር ገሊፁ። መበገሲ እቲ ኩነታት ይፃሪ ከምዘሎ ዝገለፀ እቲ መንገዲ ኣየር ኣብ ልዕሊ ተሳፈርቲ ይኹን ኣባላት ጉጅለ በረራ ዝበፅሐ ጉድኣት የለን ኢሉ። እንተዀነ ኣብ ተሳፈርቲ ከቢድ ሻቕሎት ምንባሩ ኣብታ ነፋሪት ዝነበሩ ተጓዓዝቲ ሓቢሮም።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ