ውድብ ጥዕና ዓለም ለውጢ ክሊማን ሰብኣዊ ቅልውላውን ሕማም ዓሶ ንክውስኽ ምኽንያት ከምዝኾነ ኣፍሊጡ
ኣብዚ ዓመተ 2023 ኣስታት 249 ሚልዮን ሰባት ብዓሶ ተታሒዞም፡ ቅድሚ ለበዳ ኮቪድ-19 ካብ ዝነበረ 223 ሚልዮን ኣዝዩ ወሲኹ ማለት`ዩ። ዶ/ር ዳኒኤል ንጋሚየ ኣብ ውድብ ጥዕና ዓለም ዳይሬክተር ፕሮግራም ምክልኻል ዓሶ ብዛዕባ`ቲ ሪፖርት ክገልጽ ከሎ፡ ዓሶ ንምንካይ ተታሒዙ ዝነበረ ቁልፊ ስትራተጂ ንድሕሪት ሸታሕ ክብል ጀሚሩ`ዩ ይብል። ኣስዒቡ ናብቲ ዝተለምናዮ ሸቶ ክንምለስ እንተኾይና፡ ምደባ ገንዘብ ክነዕቢ ከምኡ`ውን ፖለቲካዊ ድልውነት ከነርኢ ኣለና ይብል።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ