ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ግንቦት 2023 ዜና (ምብጻሕ ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ ናብ ሩስያ፥ ሚ/ጉ/ወጻኢ ሩስያ ኣብ ኬንያን ብሩንዲን ዘካይድዎ ምብጻሕን ካልኦትን) ጸብጻብ ኣብ ኡምራኩባ መዓስከር ስደተኛታት ዘለው ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታትን ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካን ኤርትራውያን - ማሕበረ-ሰብ ዋሽንግተን ዲሲን ከባቢኣን ብምኽንያት መዓልቲ ናጽነት ፡ ደቆም ፡ባህሎምን ቋንቆኦምን ዘንጸባርቕሉ ናይ ዝነት ማለት ፒክኒክ መደብ የጠቃልል።
ኢፒሶዳት
-
ሰነ 20, 2025
ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ሰነ 19, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ሰነ 18, 2025
ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ሰነ 17, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ሰነ 16, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
ሰነ 15, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሰንበት