ወግዒ ምስ ደረስቲ መፅሓፍ መቓኒት
ነቲ ንኽልተ ዓመታት ኣብ ትግራይ ክካየድ ዝፀንሐ ኲናት ስዒቡ ኣብ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ንዝበፅሐ ግፍዕን ዝተሓትመት መፅሓፍ ኣመልኪታ ሳራ ፍሰሃየ ምስ ፀሓፍታ ኣዋጊዓ ኣላ። ኣጋይሽና ሲስተር ሙሉ መስፍን ኣብ ስፔሻላይዝድ ሆስፒታል ዓይደር ብዓልቲ ሞያ ጥዕና ኣገልግሎት ሓደ ማእከልን ጥቕዓት ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን እያ። ብርሃን ገብረክርስቶስ ድማ ቅድሚ እቲ ኲናት ኣብ ቴክኖሎጂ ኢንስቲትዩት መቐለ (MIT) መምህር ምህንድስና ኤሌክትሪክን ኮምፑተርን እያ።
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ