ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 30 ታሕሳስ 2022 ዜና (ሮይተርስ ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ከተማታት ክልል ትግራይ ይወጽእ ምህላው መሰኻኽር ዓይኒ ብምጥቃስ ይሕብር ፥ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዘጋጠመ ግጭት ዝምልከት መግለጺ ይህብን ካልኦትን) 'መገዲታት ሰላም ኢትዮጵያ' ብዝብል ድምጺ ኣመሪካ ዘዳለዎ ዘተ ካልኣይ ክፋል የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ሰነ 25, 2025
ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ሰነ 24, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ሰነ 23, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
ሰነ 22, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ሰነ 21, 2025
ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ሰነ 20, 2025
ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ