ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 22 ታሕሳስ 2022 ዜና (መግለጺ ፕረዚደንት ነበር ኬንያታ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ህወሓትን ኣብ ኬንያ ዝተኻየደ ዕጽው ኣኼባ ዝምልከት፥:መንግስቲ ሶማል ንወሳኒ ዕርዲ ኣል ሸባብ ምቁጽጻሩ ይገልጽ: ምብጻሕ ፕረዚደንት ዩክሬን ዘለንስኪ ኣብ ኣመሪካን ካልኦትን) መደብ መንእሰያት ምስ መስራቲትን አዳላዊትን 'በለስ ቡቡ' ዩቱብ ቻነል ቅሳነት ቴድሮስ ዝተኻየደ ቃለ መሕትት የጠቓልል።
ኢፒሶዳት
-
ሰነ 26, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ሰነ 25, 2025
ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ሰነ 24, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ሰነ 23, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
ሰነ 22, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ሰነ 21, 2025
ፈነወ ትግርኛ ቀዳም