ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ነሓሰ 1,2022 ዜና ( ግብጺ ንምምላእ ግድብ ህዳሴ ብዝምልከት ተቓውሞኣ ኣብ ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕ/ሃ ምግላጻ ሓቢራ: ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ማይክ ሃክ ምስ ዝተፈላለዩ አካላት ኢትዮጵያ ተዘራሪቡ: ፈላመይቲ እኽሊ ዝጸዓነት መርከብ ካብ ወደብ ዩክሬን ተበጊሳን ካልኦትን) ጸብጻብ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተራእየ ሕማም ኣንትራክስ ዝምልከት መደብ ስፖርትን መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ሓምለ 03, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ሓምለ 02, 2025
ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ሓምለ 01, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ሰነ 30, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ
-
ሰነ 29, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሰንበት
-
ሰነ 28, 2025
ፈነወ ትግርኛ ቀዳም