ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 15,2022 ዜና (ኣብ ክልላት ዓፋርን ኣምሓራን ዝተቐብሩን ዝተደርበዩ ነታጕታት ጉድኣት የውርዱ: ኣብ ክልል ጋምቤላ ሰዓታት እቶ እቶ ተኣዊጁ: ስድራቤት ኣባል ባይቶና ክብሮም በርሀ ኣበይ ከምዘሎ ከምዘይፈልጡ ይገልጹ) ንምምስራት መበል 26 ዓመት ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ብዝምልከት ምስ ነባር ጋዜጠኛታት ኣዳነሽ ፍሰሃየን ምንያ ኣፈወርቂን ዝተኻየደ ዕላል መደብ ቂሔ ጽልሚ የጠቓልል
ኢፒሶዳት
-
ሓምለ 05, 2025
ፈነወ ትግርኛ ቀዳም
-
ሓምለ 04, 2025
ፈነወ ትግርኛ ዓርቢ
-
ሓምለ 03, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሓሙስ
-
ሓምለ 02, 2025
ፈነወ ትግርኛ ረቡዕ
-
ሓምለ 01, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሶሉስ
-
ሰነ 30, 2025
ፈነወ ትግርኛ ሰኑይ