ፈነወ ትግርኛ ብዕለታዊ ዜና ይጅምር ። ጸብጻብ ኣብ ኢትዮጵያ ኣንጻር ዝርገሓ ኤችይቪ/ኤይድስ ዝሰርሕ ብኣሜሪካ ዝምወል ትካል ዝሰርሖ ስርሓት ብዝምልከት ዝተዳለወ፡ ቃለ-መጠይቅ ምስ ስነ-ጥበባዊ ኢያሱ ተስፋሁነይ