ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር ። መደረ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ሃይለማርያም ደሳለኝ ኣብ ዝኽሪ መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ብዛዕባ ንዝተፀገሙ ኣፍሪካውያን ቈልዑ ትምህርታዊ ሓገዝ ዝህብ ገባር ሰናይ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ዝተዳለወ መደብ መንእሰያት