ፈነወ ትግርኛ ብናይ`ዚ መዓልቲ ዓበይቲ ዜና ይጅምር። ዜና ስፖርት ፡ብዛዕባ ኣብ መቐለ ሞተር ዝሰርሕ ፋብሪካ ዝተዳለወ መደብ ክሕልወና'ዩ። ኣብ ቀረባ ጊዜ ኣብ ካቢነ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ዳግማይ ብወዛ ኣባላት ብዝምልከት ዝተኻየደ ዘተ