ቪድዮ ግብረ መልሲ ነበርቲ ክልል ትግራይ ኣብ ጉዳይ ዘተ ሰላም ሓምለ 01, 2022 ሙሉጌታ ኣጽብሃ Your browser doesn’t support HTML5 ገዛኢ ሰልፊ ብልጽግና ንዘተ ሰላም ዘሎ ቅሩብነት ድሕሪ ምግላጹ፡ ግብረ-መልሲ ህዝቢ ክልል ትግራይ ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪትና፡ ኣብ መቐለን ውቕሮን ንገለ ካብ ነበርቲ ኣዘራሪብና ኣሎና። ስክፍታኦምን ተስፋኦምን ገሊጾም ኣለው።