ሃዋሳ —
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳንን 10 ሽሕ ዝኾኑ ስደተኛታትን ክልተ ሚእቲ ኪሎ ሜትር ናብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ብምዝላቕ ናብ ወረዳ ሱርማ ምእታዎም ኣብ ደቡብ ክልል ኣመሓዳሪ ዞባ ምዕራብ ኦሞ ኣቶ ፍጆ ሰፊዩ ገሊፆም።
Your browser doesn’t support HTML5
ዕጡቓት ዝርከብዎም ኣስታት 10 ሽሕ ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን ናብ ኢትዮጵያ ምእታዎም ተገሊጹ