ቪድዮ ኮሚሽን ሰ/መሰላት ኢትዮጵያ ጋዜጠኛታትን ሰራሕተኛታት መሓውራት ዜናን ዝተሓዝሉ ቦታ ክፍለጥ ኣተሓሳሲቡ ሓምለ 07, 2022 ገብረሚካኤል ገብረመድህን Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ኢትዮጵያ፣ ፌዴራላዊን ክልላዊን መሓውራት ጸጥታ፣ ጋዜጠኛታትን ሰራሕተኛታት መሓውራት ዜናን ዝተትሓዝሉ ቦታ ብህፁፅ ከፍልጡ፣ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ።