ኣስመራ —
ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝሓለፈ መዓልታት ዝተራእየ ብርቱዕ ዝናብ ኣብ ንብረት፡ጥሪትን ዘራእትን ጉድኣት ከምዘውረደ ተገሊጹ
ኣብ ዞባታት ደቡብን ጋሽ ባርካን ብዝወቕዐ ሓያል ዝናብ ዝሰዓበ ምዕልቕላቕ ዉሕጅ ኣብ መንበሪ ኣባይቲ፡ ዘራእትን ጥሪትን ጉድኣት ከምዘውረደ ማዕከናት ዜና ውሽጢ ሃገር ጸብጺበን።በቲ ሓደጋ ሓደ ሰብ ብዉሕጅ ከምተወስደን ቢንቶታት’ውን ከምዝዓነዉን ተሓቢሩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኤርትራ:ኣብ ዞባታት ደቡብን ጋሽ ባርካን ዝወቕዐ ሓያል ዝናብ ምዕልቕላቕ ውሕጅ ምስዓቡ ተገሊጹ