ኣዲስ ኣበባ —
ኣብ ጅቡቲ ኣሊ ኣዴህ ኣብ ዝበሃል መዓስከር ካብ 8 ክሳብ 14 ዓመት ከምዝተቐመጡ ዝዛረቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዋሕዲ መግቢን መሰረታዊ ቀረባትን ይሳቐዩ ከም ዘለዉ ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቦም።
እቶም ስደተኛታት ዝያዳ ዘሰከፎም ግን ናይ መጻኢ ኣንፈቶም’ውን’ዩ። ንገለ ካብቶም ስደተኛታት ገብረ-መልሲ ዝምልከቶም ኣካልን ብምጥቓልል ዝተዳለወ መደብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጸገማቶ የካፍሉ