መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝተካየደ ኹናት ዝተወሰዳ ተሽከርከርቲን መሽነሪታትን ንምምላስ ዓሊሙ ዝተመስረተ ግብረ ሓይሊ ኣብ ምንቅስቃስ ከምዝርከብ ምክትል አካቢ’ቲ ግብረ ሓይሊ ዶ/ር አሰፋ በቀለ ገሊጾም።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኹናት ክልል ትግራይ ዝተወሰዳ ተሽከርከርቲን መሽነሪታትን ንምምላስ ዝንቀሳቀስ ግብሪ ሓይሊ ምምስራቱ ተገሊጹ