መቐለ —
ኣብ ክልል ትግራይ ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ መርመራ ቫይረስኮሮና፡ መርመራ ዝተገብረሎም 114 ሰባት ኩሎም ካብቲ ቫይረስ ናጻ ኮይኖም ከምዝተረኸቡ ተገሊጹ። ኣብቲ ክልል ዛጊት183 በቲ ቫይረስ ዝተታሕዙ ሰባት ዝተመዝገቡ ክኾኑ ኸለዉ-ሓደ ሰብ በቲ ቫይረስ ምሟቱ’ውን ይፍለጥ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ክልል ትግራይ መርመራ ካብ ዝተገብረሎም 114 ሰባት ኩሎም ካብ ቫይረስኮሮና ነጻ ምጽንሖም ተሓቢሩ