መቐለ —
ይነብርሉ ካብ ዝነብርሉ ከባቢታት ተመዛቢሎም ኣብዚ እዋን'ዚ ኣብ ከተማ መቐለ ቤት ትምህርቲ ማይ ወይኒ ካብ ሑመራን ከባቢኣን ዝመፅኡ ልዕሊ 7000 ዝኮኑ ተመዛበልቲ ምህላዎም: ኣብ ቤት ትምህርቲ ቅሳነት ፈላማይ መፅለሊ ካብ ሑመራን ከባቢኣን ዝመፅኡ ድማ 752 መራሕቲ ስድራ ዝርከብዎም ልዕሊ 3000 ተመዛበልቲ ከም ዘለዉ መተሓባበሪ እቶም ተመዛበልቲ ተስፋይ ብርሃኑ ገሊጹ::
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ክልተ ኣብያተ ትምህርቲ ኣስታት 10 ሽሕ ተመዛበልቲ ከምዘለው ተገሊጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ክልተ ኣብያተ ትምህርቲ ኣስታት 10 ሽሕ ተመዛበልቲ ከምዘለው ተገሊጹ