ኣስመራ —
ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ሓደ ዜጋ ብኮቪድ 19 ሂወቱ ከምዝሓለፈን ካልኦት 25 በቲ ሕማም ከምእተለኽፉን ትማሊ ሰሉስ 22 ታሕሳስ ምሽት ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ።
በዚ ከኣ ቁጽሪ ብቫይረስኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ዝሓወዩ ሓዊሱ ናብ 832 ክብ ከም ዝበለ ሚኒስትሪ ጥዕና ወሲኹ ሓቢሩ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ኤርትራ ናይ ፈለማ ብኮቪድ 19 ዝሞተ ዜጋ ተመዝጊቡ