ኣስመራ —
ኣብ 2005 ተማሃራይ ቤት ትምህርቲ 2ይ ደረጃ ዓረዛ ከሎ ምስ ስነ-ጥበብ ከምዝተላለየን ድሒሩ’ውን ኣብ’ቲ ዓውዲ ዘለዎ ተውህቦ ከልሊ ከምዝሓገዞን ይዛረብ።
ኣብ ባህልን ወግዕ ቀዳሞትን ተመክሮን ዓሚቑ ኣፍልጦን ከምዘለዎ ብምጥቃስ ኣብ’ዘን ዝሓለፋ 15 ዓመታት ኣብ ብርክት ዝበሉ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት ከምዝተዋስአን ናቱ ስርሓት’ውን ከምዘበርከተን ይዛረብ ፥ -ናይ ሎሚ ጋሻና መንእሰይ ስነ-ጥበበኛ ብርሃነ ጸጋይ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ባህልን ወግዕን ኣተኹሩ ዝሰርሕ መንእሰይ ስነ ጥበበኛ