ኣስመራ —
ካብ 16 ነሓሰ,2019 ጀሚሩ "ዋንጫ ሰላምን ዕብየትን" ዝብል ስያመ ተዋሂብዎ ኣብ ኣስመራ ክካየድ ዝቐነየ ግጥም ኩዕሶ እግሪ ሃገራዊያን ጋንታታት ምብራቕን ማእከላይ ኣፍሪቃ (ሴካፋ) ትሕቲ 15 ዓመት ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኡጋንዳ ተዛዚሙ።
ሃገራዊት ጋንታ ኡጋንዳ ንመጋጥምታ ሃገራዊት ጋንታ ኬንያ 4 ብ 0 ብምስዓር ሻምፕዮና ግጥም ኩዕሶ እግሪ ሃገራዊያን ጋንታታት ምብራቕን ማእከላይ ኣፍሪቃ (ሴካፋ) ትሕቲ 15 ዓመት 2019 ኮይና።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣስመራ:ግጥም ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ ብዓወት ሃገራዊት ጋንታ ኡጋንዳ ተዛዚሙ