ኢትዮጵያዊ ኣትሌት አባዲ ሓዲስ ዓሪፉ

ንኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓለምለኸ ውድድራት ዝወከለ ኣትሌት ኣባዲ ሓዲስ ሎሚ ረቡዕ ካብዛ ዓለም ብሞተ ተፈልዩ::

እቲ ኣትሌት ብዘጋጠሞ ሕማም ኣብ ከተማ መቐለ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ክሕከም ድሕሪ ምፅናሕ እዩ ሎሚ ወጋሕታ ህይወቱ ሓሊፉ::

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ኢትዮጵያዊ ኣትሌት አባዲ ሓዲስ ዓሪፉ