ተወላዶ ትግራይ ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲታት ብሰንኪ ምዕጻው ዩኒቨርሲቲታት ኣብ ጸገም ምህላዎም ይገልጹ
Your browser doesn’t support HTML5
ተወላዶ ትግራይ ዝኾኑ ተማሃሮ ዩኒቨርሲቲታት ዝመሃሩሎም ዩኒቨርሲቲታት ንዕረፍቲ ስለዝተዓፀዉ ናብ ዝኸድዎ ብምስኣን ኣብ ፀገም ከምዝወደቑ ተዛሪቦም።
ሚንስትሪ ትምህርቲ ብወገኑ እተን ዩኒቨርስቲታት ኣብ እዋን ዕረፍቲ ነቶም ተማሃሮ ኣገልግሎት ንምሃብ ዘኽእል በጀት ከምዘይብለን ብምሕባር፣ ናብ ክልል ትግራይ ምለሱና ንዝብል ሕቶኦም ግን ምስ ዝምልከቶም ኣካላት ከምዝዝትይሉ ገሊጹ'ሎ።