መቐለ —
ካብ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝተፈጸመ ወሲባዊ ዓመጽ፣ ንኣቦ ኩሉ ሕማቅ ተግባራት ዝኾነ ሰይጣን'ውን ዘሰንብዶ እዩ ክብሉ ዋና ኣካያዲ ስራሕ ገባሪ ሰናይ ትካል ማሕበራዊ ኣገልግሎት ጥዕናን ልምዓትን ኣቶ ይርጋ ገብረእግዚአብሄር ገሊጾም።
ንኣቶ ይርጋን ጾታዊ ዓመጽ ንዝተፈጸመን ደቂ ኣንስትዮን ብምዝርራብ ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ መጠይቕ ምስ ኣብ ክልል ትግራይ ጾታዊ ዓመጽ ዘጋጠመን ደቂ ኣንስትዮን አካያዲ ስራሕ ዝተዓቖባሉ ትካልን