ቃለ መጠይቕ ምስ መምህርን ጋዜጠኛን ኣዲስ ኣለም ሓድጉ

Your browser doesn’t support HTML5

ፈለማ መምህር ደሓር ድማ ኣብ ምድላው ትምህርታዊ መደባት ረድዮ ንነዊሕ ዓመታት ዝሰርሑ ኣዲስ-ኣለም ሓድጉ፡ ምስ ተመኩሮ ህይወቶምን ስራሖምን ኣመልኪቱ ኣዘራሪብናዮም ኣለና ።