ቪድዮ ስነ ስርዓት ምጅማር ሃገርለኸ ውድድር ስፖርት ኣብያተ ትምህርቲ መጋቢት 26, 2019 ሙሉጌታ ኣጽብሃ Your browser doesn’t support HTML5 ሃገርለኸ ውድድር ስፖርት ኣብያተ ትምህርቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ መቐለ ብቐዳም ተጀሚሩ። እቲ ስፖርታዊ ውድድር ክሳብ 28 መጋቢት 2011 ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ መላእ ሃገር ዝመጹ ኣስታት 3,500 ተማሃሮ ይሳተፉ ኣለዉ።