ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ህዝባዊ አኼባ ካብ ምክያድ ተኸልኪልና ክብሉ ይኸስስ: አባላት ጸጥታ ግን ነዚ ይነጽጉ

Your browser doesn’t support HTML5

ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ህዝባዊ አኼባ ካብ ምክያድ ተኸልኪልና ክብሉ ይኸሱ: አባላት ጸጥታ ግን ነዚ ይነጽጉ

ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ህዝባዊ ኣኼባ ካብ ምግባር ተኸልኪልና ኢሎም ይኸሱ። ኣባላት ጸጥታ ግን እቲ ተመዲቡ ዝነበረ ኣኼባ ግቡእ መስርሕ ከም ዘየማልአ ይምጕቱ።

ንኽልተ ኣካላት ውድብ ሳልሳይ ወያነ ትግራይ ኣዘራሪብና ኣለና።