ኣዲስ ኣበባ —
ንውዕል ስምምዕ ፕሪቶሪያ ስዒቡ፡ ኣብ ክልል ትግራይ መሰጋገሪ መንግስቲ ንምጥያስ ትሽዓተ ዝኣባላታ ኮሚተ ቆይማ ኣላ። እዛ ብሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ እትምራሕ ኮሚተን ካልእ ከይዲ መሰጋገሪ መንግስቲ ክልል ትግራይን ንምግምጋም ክልተ ሞያውያን ሕጊ ኣዘራሪብና ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5
ምጥያስ ኮሚተ መሰጋገሪ መንግስቲ ክልል ትግራይ ብዓይኒ ሞያውያን ሕጊ