ኣስመራ —
ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ብመንግስቲ ዝተወስዱ ናይ ምፍዃስ ስጉምትታት ስዒቡ ኣብ ማህበራዊ ኣጋጣሚታት ዝረኣዩ ዝበሎም ጻዕቂ ምትእኽኻብ ሰባት ቁጽሪ ለበዳ ኮቪድ 19 ንኽውስኽ ቀንዲ ጠንቂ ኮይኑ ከምዘሎ ብምምልካት ዝወጽኡ ቅጥዕታትን መምርሒታትን ብጥብቅን ብምልኣትን ክትግበሩ ዝጽውዕ ሓዲሽ መምርሒ ብ6 ሰነ ዘርጊሑ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሚኒስትሪ ጥዕና ኤርትራ ምምርሒታት ኮቪድ 19 ብጥብቅን ምሉእነትን ክትግበሩ ዝጽውዕ መምርሒ ኣውጺኡ