ኣስመራ —
ሚኒስትሪ ሕርሻ ኤርትራ ተርእዮ ኣንበጣ ምድረበዳ ንምምካት ህዝቢ ከባቢኡ ብንቕሓት ክከታተል ጸዊዑ ::
ለበዳ ኣንበጣ ንምምካትን ንምቁጽጻርን ኣብ ዝካየድ መኸተ ኩሉ ሕብረተሰብ ከባቢኡ ብዕቱብ ክዕዘብን ተርእዮታት ኣንበጣ ምስ ዝዕዘብ ንዝምልከቶ ኣካል ብቕልጡፍ ክሕብርን ሚንስትሪ ሕርሽ ኤርትራ ንህዝቢ መልእኽቲ ኣመሓላሊፉ።
Your browser doesn’t support HTML5
ሚ/ሕርሻ ኤርትራ ተርእዮ ኣንበጣ ምድረበዳ ንምምካት ህዝቢ ከባቢኡ ብንቕሓት ክከታተል ጸዊዑ