መግለጺ ክልል ትግራይ ኣብ ክልል ኦሮምያ ንዘጋጠመ መጥቓዕቲ

መንግስቲ ክልል ትግራይ ብግፍዒ ናይ ዝተቐተሉ ንፁሃት ዜጋታት ደም ብምጥቃም ፖለቲካ ትርፊ ንምርካብ ምጉያይ: እቲ ሓቂ ንምሕባእ ዝግበር ፀረ ህዝቢ ሽርሒ እዩ ኢሉ ::

መንግስቲ እቲ ክልል ኣብ ክልል ኦሮሚያ ምዕራብ ወለጋ ኣብ ልዕሊ ንፁሃት ዜጋታት ዝተፈፀመ ቕትለት ብምኹናን ሓዘኑ ገሊፁ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

መግለጺ ክልል ትግራይ ኣብ ክልል ኦሮምያ ንዘጋጠመ መጥቓዕቲ