ቪድዮ መድረኽ ዘተ ሃገራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ጀሚሩ መጋቢት 10, 2023 ሙሉጌታ ኣጽብሃ Your browser doesn’t support HTML5 ሃገራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኢትዮጵያ ኣብ ዝመጽእ ክልተ ዓመታት ክሳብ 300-ሽሕ ዝበጽሑ ዕጡቓት ነበር ናብ ሲቪላዊ ህይወቶም ንምምላስ ዓሊሙ ይሰርሕ ከም ዘሎ ሎሚ ኣብ መቐለ ኣብ ዝገበሮ ፈላሚ ርክብ ኣመልኪቱ።