መቐለ —
ኣብ ወረዳ ሓውዜን ሕብረት ስራሕ ማሕበር ለምለም ብዝብል ሽም ዝተወደቡ ሓረስቶት ንዝተፈላለየ ኣገግሎት ሕርሻ እትውዕል ዘመናዊት መሳርሒ ኣታኣታት’ዮም ኣለው።
ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ትርከቦም 4 ኣባላት ዘለዉዋ እዛ ማሕበር ምስ ሜቴክ ብምርድዳእ ኣብ ዝተፈላለዩ ስራሓቲ ሕርሻ ትነጥፍ መሳርሒ ኣምፂኦም ።
ኣባል እታ ማሕበር ዝኮነ ገብረመድህን ሓጎስ እታ ዘመናዊት ቴክኖሎጂ ኣመልኪቱ መብርሂ ሂቡ’ሎ። ተጠቀምቲ ሓረስቶት እውን ርእይቶኦም ሂቦም ኣለው።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይከኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ሓረስቶት ወረዳ ሓውዜን ንዝተፋላለየ ኣገልግሎት ሕርሻ እትውዕል ዘመናዊት መሳርሒት የተአታትው