ላዕለዋይ ኮሚሽነር ትካል ስደተኛታት ሕ/ሃ ንኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ንምዕዛብ ሱዳን ኣትዮም

ላዕለዋይ ኮምሽነር ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ነቲ ኣብ ኢትዮጲያ ክልል ትግራይ ይካየድ ዘሎ ዂናት ብምህዳም ብብዝሒ ናብ ምብራቓዊ ሱዳን ዝውሕዙ ዘለዉ ስደተኛታ ንምዕዛብን ንምግምጋምን ኣብ ዋና ከተማ ካርቱም ኣትዮም ።

ኣብዚ ወርሒ ጥራሕ ልዕሊ 43,000 ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን አብ ምብራቓዊ ሱዳን ኣትዮም እዮም ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ላዕለዋይ ኮሚሽነር ትካል ስደተኛታት ሕ/ሃ ንኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት ንምዕዛብ ሱዳን ኣትዮም