ቪድዮ ሃዋሳ፡ደቡብ ሲዳማ ክልል ይኹን ንዝብል ሕቶ ምላሽ ይወሃበና ዝብሉ ወገናት ሰላማዊ ሰልፊ አካይዶም ለካቲት 22, 2019 ዮናታን ዘብዲዎስ Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ደቡብ ሲዳማ ክልል ይኹን ዝብል ሕቶና ምላሽ ኣይተውሃቦን፤ህዝበ ውሳነ ዝግበረሉ ዕለት እውን ኣይተገለፀን ብምባል ሎሚ ኣብ ከተማ ሃዋሳ ሰላማዊ ሰልፊ ተኻይዱ።