ቪድዮ ቃለ-መሕትት ምስ ፕሮ. ዘርእሰናይ ኣለምሰገድ ጥሪ 06, 2025 ገብረ ገብረመድህን Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ዓውዲ ኣሰረ ህይወት ክመራመር ሉሲ ፅልዋ ከም ዘሕደረትሉ ዝዛረብን ካብ ሉሲ ቅድሚ 150 ሽሕ ዓመት ንዝነበረት ሰላም ብዝብል ሽም እትፍለጥን ኣሰረተ ህይወት ዝረኸበ ፕሮፌሰር ዘርእሰናይ ኣለምሰገድ ጋሻ ጌርና ዓዲምናዮ ኣለና።