ባህርዳር —
ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣብ ዝርከብ ሃገራዊ ሕዛእቲ ጎቦታት ሰሜን፡ ዝተላዕለ ባርዕ ሓዊ ንምጥፋእ ጻዕሪ ይካየድ ምህላዉ ምምሕዳር`ቲ ከባቢ ኣፍሊጡ።
ምኽትል ኣመሓዳሪ`ቲ ዞባ ኣቶ ቢምረው ካሳ ሎሚ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝነበሮ ጻንሒት፡ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ጀሚሩ ክሳብ ሎሚ ቀጺሉ ዘሎ ባርዕ ፡ዘውረዶ ጉድኣት ብወግዒ ክፍለጥ ኣይተኻእለን ኢሉ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኣብ ሃገራዊ ሕዛሕቲ ጎቦታት ሰሜን ኢትዮጵያ፡ ዝተላዕለ ባርዕ ሓዊ ንምጥፍኡ ጻዕሪ ይቕጽል