ኣዲስ ኣበባ —
ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፡ ብዛዕባ እቲ 26 ሕዳር ዘፅደቖ መምርሒ ቍፅሪ 4/2016፣ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰሙን መብርሂ ንኽህብ ጉባኤ አጻራይ ጉዳያት ሕገ-መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣዚዙ። እዚ ዝኸውን ዘሎ “ህዩማን ራይትስ ፈርስት” ዝተባህለ ትካል ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት፡ እቲ መምርሒ ንኽሰዓር ብመሰረት ዘቕረቦ ጥርዓን ምዃኑ ካብቲ ተሓላቒ ትካል ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ።
Your browser doesn’t support HTML5
ጊዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዘውጽኦ ሓዱሽ መምርሒ መብርሂ ክህብ ተሓቲቱ