ዋሽንግተን —
መራሕቲ ዕጡቓት ክልል ኣምሓራ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ዘለዉ መራሕቲ ብሽም ምምላስ ተመዛበልቲ ናይ ኲናት ከበሮ ይሃርሙ ኣለዉ ክብሉ ከሲሶም።
ዕጡቓት ፋኖ ኣብ መግለጺኦም ዝሓለፈ ሰሙን ምኽትል ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ዝሃቦ መግለጺ ንኲናት ዝትኹቱኽ `ዩ ምባሎም ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ጸብጺቡ`ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ዕጡቓት ክልል ኣምሓራ ውጥን ምምላስ ተመዛበልቲ ንኲናት ምድላው'ዩ ክብል ይኸሱ