ዋሽንግተን —
መንግስቲ ኢትዮጵያ፣ ብኽለት ኣየር ንምንካይ፡ ብነዳዲ ዝንቀሳቐሳ ናይ ውልቀ መኻይን፣ ናብ ሃገር ከይኣትዋ ከምዝወሰነ ኣፍሊጡ።
ሚኒስተር መጓዓዝያን ሎጂስቲክስን እታ ሃገር ዶ/ር ኣለሙ ስሜ፡ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝሰርሓ መኻይን ናብ ውሽጢ ሃገር ክኣትዋ ዘተባባዕ’ዩ ክብሉ እንከለዉ፡ ሰብ-ሞያ ግን ድሌትን ክውንነትን ክፈላለ ከም ዝኽእል የጠንቅቑ።
Your browser doesn’t support HTML5
ኢትዮጵያ ብነዳዲ ዝሰርሓ መካይን ምእታው ትኽልክል