ኣዲስ ኣበባ —
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ቅድሚ ክልተ ዓመት ብሓገዝ መንግስቲን ውልቀ ትካላትን ዝተጣየሸ፣ “ክርኤቲቭ ሃብ”፣ ዝበሃል ማእከል መሰልጠኒ፡ ንጀመርቲ ፈጠርቲ ስራሕ ዝኾኑ መናእሰይ ብዝተፈላለየ መልክዕ ይሕግዝ። እዚ ማእከል ንደለይቲ ስራሕ ስልጠና ኣብ ምሃብ፡ ከምኡ’ውን ርክባት ኣብ ምፍጣር ከም ዝሰርሕ ኣካየድቱ ይሕብሩ። ንገለ ካብ ፈጠርቲን ደለይቲን ስራሕ ኣዘራሪብና ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5
ኢትዮጵያ -- ቍጠባ ኣብ ዝፀንከረሉ፡ ዕድላት ስራሕ ንምፍጣር ዝሰርሑ...