ዋሺንግተን ዲ.ሲ. —
‘’እምቢታ ኣንፃአር ወረርቲ፡ታሪኽ ዘመነ መዋእል ሃፀይ ዮሃንስ ራብዓይ ንጉሰ ነገስት ዘኢትዮጵያ’’ ኣብ እትብል ብመምህር ገብረኺዳን ደስታ ዝተፅሓፈት ኣሰሓሓቢት መፅሓፍ ንባዕሎም ንመምህር ገብረኺዳን ደስታን ነባሪ ከባቢ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ንዝኾኑ ኣቶ ሓጎስ በላይን ኣካቲዕናዮም ኣለና።

Your browser doesn’t support HTML5
ክትዕ ኣብ መፅሓፍ መምህር ገብረኺዳን 1ይ ኽፋል
Your browser doesn’t support HTML5
ክትዕ ኣብ መፅሓፍ መምህር ገብረኺዳን 2ይ ኽፋል