ቪድዮ ሕርሻ ክልል ትግራይ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ግንቦት 22, 2023 ኣለም ፍሰሃ Your browser doesn’t support HTML5 ብዂናት ተሃስዩ ዝጸንሐ ሕርሻ ክልል ትግራይ፡ ሕጂ ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ዳግም ንምብርባር በበይኑ ስራሓት ይግበር ኣሎ። ሓረስቶት ወረዳ ክልተ-ኣዋላዕሎ እምበኣር ንዝረኸቡዎ መጠናዊ ሓገዝ ከም መበገሲ ገይሮም ዳግም ኣብ ምብርባር ይርከቡ።