ዕላል ምስ ክንፈ ገብረገርግስ -- እንኮላ ምስ ጫራ ዋጣኡ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣርቲስት ክንፈ ገብረገርግስ ምስ ጭራ ዋጣ ዝተላለየ ካብ ቁልዕነቱ ኣትሒዙ እዩ። ክንፈ ናብ ባህላዊ ኪነ ጥበብ ትግርኛ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ኣርባዕተ ካሴታት ኣሐቲሙ ኣሎ። ብነፀላ ዜማታት ድማ ብርክት ዝበሉ ባህላዊ ደርፍታት ኣውፂኡ እዩ። ብፍላይ ኣብ መርዓታት ውሩይ ተፃዋታይ ጭራዋጣ ከምዝኾነ ብብዙሓት ይፍለጥ። ንስራሓቱን ናይ ሙዚቃ ህይወቱን ኣመልኪትና ዓድምናዮ ኣሎና፡ ንምክትታል መላግቦ ሰዓቡ።