ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 17 ሚያዝያ 2023
Your browser doesn’t support HTML5
ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 17 ሚያዝያ 2023
ዜና
(ኣብ ሱዳን ብዘጋጠመ ግጭት ቁጽሪ ምውታት 97 በጺሑ፡ ቀ/ሚ ኢጣልያ ኣብ ኢትዮጵያ በጺሓ፡ ክልል ትግራይ እሱራት ከምዝፈትሕ ይእውጅን ካልኦትን)
መደብ ስፖርት
መደብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣስማት ገጠራት ኤርትራ ኣብ ካርታ ጎግል ንምእታው ዝተጀመረ ምንቅስቃስን የጠቓልል