ኣብ ከተማ መቐለ ዝጣየሰ ማእከል መሐብሐቢ ኣረጋውያን፣ሕሙማን ኣእምሮን ኣለይቲ ዘይብሎም ህፃናት ፍሬምናጦስ
ኣብ ከተማ መቐለ ካብ ዝጣየሽ ከባቢ ሸውዓተ ኣዋርሕ ዝቑጸረ ማእከል መሐብሐቢ ኣረጋውያን፣ሕሙማን ኣእምሮን ኣለይቲ ዘብሎም ህፃናት ፍሬምናጦስ ብኣባ ሳሙኤል ኣስገዶምን ኣባ ገብረመድህን በርሀን ሰናይ ተበግሶ ዝተጣየሸ እዩ፡፡ ማእከል መሐብሐቢ ኣረጋውያን፣ሕሙማን አእምሮን ኣላዪ ዘይብሎም ህፃናት ፍሬምናጦስ ክልቲኦም ኣባታት ዝነበሮም ንብረት መፃሕፍቲ ከይተረፈ ሸይጦሙን ኣብውሽጥን ደገን ዝነብሩ ደቆም ወይ ሰዓብቶን ተሓጋጊዞም እዮም ግልጋሎት ክህብ ገይሮሙዎ ዘለዉ፡፡
ኢፒሶዳት
-
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
-
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
-
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
-
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
-
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
-
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ