ጉዳይ ዜግነት ብትውልዲ ኣመሪካ -- ፕረዚደነታዊ ትእዛዝ ተቓውሞ ይገጥሞ
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብታ ቃለ-ማሕላ ዝፈጸመላ ምሸት፡ ካብ መንጎ ዘሕለፎም ሓያሎ ፕረዚደንታዊ ትእዛዛት፡ ኣብ ኣመሪካ ካብ 1868 ኣትሒዙ ክስርሓሉ ዝጸንሐ ምርካብ ዜግነት ኣብ ኣመሪካ ብምውላድ ዝስርዝ’ዩ። ፕረዚደንት ትራምፕ ኣብ መሬት ኣመሪካ፡ ሕጋዊ መንበሪ ወረቐት ካብ ዘይብሎም ወለዲ ዝተወልደ ህጻን፡ ከምቲ ቅድሚኡ ዝነበረ ንእለቱ ኣመሪካዊ ዜጋ ካብ ምዃን ዝኽልክል ትእዛዝ’ዩ ፈሪሙ። እዚ ግን ብኣብ ሲያትል ዋሺንግተን ዝርከብ ቤት ፍርዲ ተቓውሞ ገጢሙዎ ኣሎ።
ኢፒሶዳት
- 
መጋቢት 14, 2025ግንዛበ መሰላት ደቀንስትዮ ንቕድሚት'ዶ ንድሕሪት? -- ዘተ
 - 
መጋቢት 14, 2025ምህርቲ ሕርሻ ንምዕባይ ዝሕግዝ መሳርሒ
 - 
መጋቢት 13, 2025ሶርያ ንዝተፈጸሙ ቅትለትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ትደሊ
 - 
መጋቢት 13, 2025ቅዱስ ወርሒ ጾመ ረመዳን ኣብ ከተማ ምጽዋዕ
 - 
መጋቢት 12, 2025ምእሳር ፍልስጤማዊ ተመሃራይ ዩኒቨርስቲ ኮሎምቢያን ዘስዓቦ ክትዕን
 - 
መጋቢት 12, 2025ምስ ደራሲት ገነት ይብራህ